Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2026) * ሰልፊ ግሪንስ ኣውስትራልያ መንግስቲ ዘቕረቦ እማመ ዲጂታላዊ ግዴታ ሓልዮት (Duty of Care) ደጊፉ፣ * ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራልያ ንግሎባዊ ኩነታት ጸጥታ ኣብ ዝምልከት መጠንቀቕታ...
Thinking about studying, improving your English, changing careers or having your overseas qualifications recognised in Australia? Technical and Further...
ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026) * ንምምላስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤንቪዲያ ናብ ናይ ቀደም ሓላፍነቱ ተኸቲሉ ብርክታት’ቲ ኩባንያ ዋግኦም ብናህሪ ወሲኹ፣ * ቅልውላው ገዛ ኽራይ ኣውስትራልያ ሓድሽ ቁጽሪ ብምምዝጋብ ንታሕቲ ኣንቆልቂሉ፣ *...
ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ: * እቲ ናይ’ዚ ዓመት ዋዕላ ክሊማ ኮፕ31 ኣብ መደባት ምንካይ ተጠቃምነት ነዳዲ ቅሪተ ኣካላት (ፎሲል ፊውል) ናይ መወዳእታ ስምምዕ ገና ስለዘይበጽሐ ተወሳኺ መዓልታት ቀዳመ ሰንበት ክሰርሕ ተገዲዱ፣ * COP31 ኣብ...
ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026) * እቲ ናይ’ዚ ዓመት ዋዕላ ክሊማ ኮፕ31 ኣብ መደባት ምንካይ ተጠቃምነት ነዳዲ ቅሪተ ኣካላት (ፎሲል ፊውል) ናይ መወዳእታ ስምምዕ ገና ስለዘይበጽሐ ተወሳኺ መዓልታት ቀዳመ ሰንበት ክሰርሕ...
ጸብጻባት ልኡኽና (23 ሕዳር 2026) ኣርእስተ ዜና * ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ ፓርላማ ውድብ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ካሪብያንን ፓስፊክን ተሳቲፉ፣ * ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ምኽፋል መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣይተጀመረን ተባሂሉ፣ * ግብጺ፡...
ዓባይ ብሪጣንያ (UK) ናብ'ቲ ቁጠባውን ፖለቲካውን ምትእኽኻብ ገጻ ሞሳታት ምምላስ ክትገብር ጸኒሓ'ላ፡ ናብ'ቲ ቅድሚ 2016 ዝነበራ ቦታ ክትምለስ ግን ዝከኣል ከይከውን ይኽእል'ዩ። #sbsaudiopodcast
ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2026) * ልዑል ትጽቢት ዝተገብረሉ ስሉሳዊ ርክብ ሺ ጂንፒንግ፡ ዶናልድ ትራምፕን ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ’ቲ ኣብ ሸንዘን ዝካየድ ዋዕላ ኤፔክ ይካየድ፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ...
ንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * ልዑል ትጽቢት ዝተገብረሉ ስሉሳዊ ርክብ ሺ ጂንፒንግ፡ ዶናልድ ትራምፕን ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ’ቲ ኣብ ሸንዘን ዝካየድ ዋዕላ ኤፔክ ይካየድ፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ...
ጸብጻባት ዜና ልኡኽና (19 ሕዳር 2026) * ኣብ ከባቢ ባድመ ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ብውሑዱ 4 ሰባት ከም ዝተጎድኡ ተገሊፁ፡ * ኣምባሳደር ኣመሪካ፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ምኽባር ሰላም : ምስፋሕ ዴሞክራስን ዳግመ ህንፀትን ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ:...
*** ኣብ ቪክቶርያ ሎሚ ኣቐዲካ ድምጺ ምሃብ ጀሚሩ፡ *** ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። *** ኣዛዚ ሰራዊት ዩጋንዳ ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩጋባ፡ ድሕሪ ወላዲኡ ስልጣን...
Feral and invasive animal species are causing significant damage to Australia’s environment and threaten the existence of many native wildlife species. In...
ኣብ ትግራይ ዘሎ ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ወተሃደራውን ቁጠባውን ኩነታት ንህዝቢ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣውሪድዎ ይርከብ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ'ውን ከምቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ተጋሩ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ። ነቲ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት...
*** ሓሙሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ሕቶ ዑቕባኦም ንዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክሰጓ መደብ ከምዘለወን ኣፍሊጠን። ... *** ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ግዝኣት ክዋዙሉ-ናታል ኣብ ሓንቲ ሚኒባስ ሸሞንተ ሰባት ብጥይት ተቐቲሎም... *** ፍሉይ ልኡኽ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026) #sbsaudiopodcast
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ሊበራል ቪክቶርያ እንተ ተመሪጹ፡ ገበነኛታት መንእሰያት ናይ ሓጺር ስልጠና ብምሃብ ወይ ኣብ ቡትካምፕ ብምእታው ናብ ስራሕ ከዋፍሮም ምዃኑ ኣፍሊጡ ባሕሬን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት ንኻልኣይ ግዜ ብመጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ...
ኤርትራውያን ምስ ካልኦት ዜጋታት ብምዃን ኣንጻር ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብወገኑ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ግጭታት ብዝምልከት ንመሪሕነት ኤርትራ ከሲሱ። ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት...
ትካላት ንግዲ፣ ንመጻኢ ከጋጥሙ ንዝኽእሉ ጸገማት ምቁራጽ ኣገልግሎት ማይክሮሶፍት መሐለውታ ከዳልዋ ክኢላታት የተባብዑ ኣለዉ። #sbsaudiopodcast
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ዳግም ካብ ኤርትራ ንምውሳድ "ብዲፕሎማሲ ወይ ብሓይሊ" ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ብዝለዓለ ናህሪ ይገልጽ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ ብወገኑ ነዚ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋ ዝብሎ ንምክልኻል ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት ይወስድ ኣሎ።...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (12 ሕዳር 2026) #sbsaudiopodcast
Showing the latest 20 of 1,477. Every episode is in the API: GET /v1/podcasts/pod_0h6g76ykpqa71s368mav1p1tz5/episodes